ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቅጥዒ ሐደ ዙር ጨረታ ሻድሻይ ክልተ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ወይ ስሩዕ ሰለሰተ ኣብ ከተማ እንትጮ ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕዳራን መሬት ከተማን ናይ ከተማ ቦታ ብዛዕብኡ ሊዝ ብምሓዝ ብዝድንግጎ አዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓቀንፅ 1 ብተረ ፊደል ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ንኣገልግሎት መዓደሊ ነዳዲ ወይድማ ሞቴል ዝተዳለወ ሐደ ፕሎት ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ እንትጮ