Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ FLAMB ካፒታል በጀትን ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንአብያተ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ቀለብ እንስሳ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ቀዒሎም ዝተዘርሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወደደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታ ፀገዴ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ