ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ፅገና ናይ ፅርጌያ መብራህቲ EXCWEL09 ን2016 ዓም ንምስራሕ ደረጃ 10 ደረጃ 9 ደረጃ 8 ብብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም