ተዓፅዩ
ትካልና ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ጥዕና ዝረክብሉ ማእከላይ ክሊንክ ዘለዎ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ንዝኮነ ፀገም እዉን ብሪፈራል መልክል ዝተማለአ ግልጋሎት ክህብ ዝክእል መባእታዊ ሆስፒታል ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ