ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ነቲ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም ነጋዶ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 24/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መኮኒ