Closed
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ መቀለ ንዘስርሖ ዘሎ ኣስፋልት መንገዲ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ማለት እዉን 1 vibrator machine robine made in japan 1st grade በዝሒ 30 2 Vibrator hose EXEN 1st grade በዝሒ 14 3 ናይ ፌራዩ ሽቦ በዓል 1.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪ.ግ 4 ናይ ሃናፂ ሽቦ በዓል 2.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪግ 5 ሚስማር በዓል 6ሳሜ በዝሒ 4000 ኪግ 6 ሚስማር በዓል 8ሳሜ በዝሒ 2000 ኪግ 7 ሚስማር በዓል 10ሳሜ 5000 ኪግ 8 ሚሰማር በዓል 10 ሳሜ በዘሒ 5000ኪግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ