Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ገመድ ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መስራሕቲን ኤሌክትሮኒክስ ን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይ ጋባ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ