Closed
ትካልና ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ንትካል ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑት/01/፣ፅሕፈት መሳርሒ/02/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት/03/፣ሕትመት/04/፣ ቋሚ ኣቁሑት /05/፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት/06/፣መለዋወጢ ኣቁሑት/07/፣ደንቢ ክዳን /08/፣ዝተፈላለዩ ሸቀጣት/09/ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለኩም መቅረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ትካልና ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን2024-10-08 ሰዓት ኣይገልፅን
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ