ተዓፅዩ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ሞሞና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ናዉቲ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቆርቆሮ ሚስማርን ሽቦን ፣ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቀላሚጦስ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቡሌኬት ፣ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቫይቭሬት ሆዝ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2013 4:20 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ