ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ሰራሕ ተፈጥሮን ውሕስና ምግብን ከይዲ ሰራሕ ህንፀት መስኖ ቤት ፅሕፈት ህንፀት መንገድን ምምሕዳርን ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል ብጀት ንህንፃ መስርሒ ዝተመደብ ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋብዮን ፀፅር ሲምንቶን ሓሽዋ አምኒ ወዘተ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት