ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ማሕበረሰብ ዕድጋ ኮሜቴ ጣብያ ኣልጋነሽ ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ፕሮጀክተ ልምዓት ማለት DRDIP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ወይ ሐደ ህንፃ ናይ መጋቢት 20 ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ላዕሊ ማለት እዉን ቐዳማይ ደብሪ ምስፍሕፋሕ ሐድሽ ህንፃ ክህንፅ ስለዝተደለየ ኩሉ ብርኪ ብዘይፈሊ ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ማለት BC ኮንስትራክሽን ህንፃ መንገዲ GC ፍቃድ ነግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ብዝተዳለወ ዲዛይን ስፐስፊኬሽንን መሰረት ንጉልበትን ብክፋል መሳርሕን ፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብ ምስታይን ከምእዉን ኣብ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ እትወዳደሩ ብናይ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፍቃድ ዘለኩም አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ጀነሬተር ስታርተር ሞተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ፦

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 17, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0)162.60 (0)
180.19 (-0.07)182.00 (-0.06)
24 (0)24.3 (0.04)
9.72 (0.06)9.82 (0.07)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2019
s