ተዓፅዩ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድትን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደሪ ዘይምለስ ብር 50 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ