ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ፣ ቤት ፅሕፈት ጥ/ሕ/ሰብ/ም/ዉ/ምሃብን ቤት ፅሕፈት ህዳሴ ግድብን ዝርከባ ኤሌክትሮኒጅስ ኣብ ዝበላሸወሉ ምፅጋንን ኣብ ሰርቪስ ግዜ ሰርቪስ ንምግባር ናይ ሓዳ ዓመት በጀት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ብኩንትራት ንምሓዝ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፅገና ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019