ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ፅቋር ደፍተር/ Saving Book/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 03:59 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ፅቋር ደፍተር/ Saving Book/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዝፍለጣ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲ ናይ 2018 ዓ/ም : ካላውዶ ንምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

መቐለ ቤት ህንፀት ን 2018ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምዕጋን ፣ናይ ተሃነፅቲ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ፣ ናይ ዝተፋላሊያ ፕሪንተራት ቀለም ምምላእ ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2018ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝህሉ ናይ መኪና መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድን ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሓምለ 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ግልጋሎት ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ - አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሓምለ 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሪግ ማሽን መለዋወጢ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ:

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 1, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ንክትዕድ ሰለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/