ምልክታ ፕሮፎርማ ላፕቶፕ ኮምፑተር ንምግዛእ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጤ/ዋጋ | መብረሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | ላፕቶፕ ኮምፑተር ብዝቀረበ - ስፔስፍኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ 08-10/11/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 11/11/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበሮ
7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ፖስታ ምስተኸፈተ ን7 ማዕልቲ ይኸዉን::
8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
10. እዚ ፕሮፌርማ ዕድጊት ከምዕሊ ኮይኑ የገልግል::