ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኮንስትራክሽን /
ስራሕቲ ማይ ገፅ 18
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ስራሕቲ ማይ ገፅ 18
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ MDG ዝተረከበ በጀት ኣብ ዝተፈላለየ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም 19 ናይ ሓባር ዒላታት ኣብ ክልተ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን ንምግዛእ፣ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ ዳይቨርሽን ቼክ ዳም ናይ ማይ መከፋፈሊ ናቁጣ ፍልፍል ምዕባለ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ስራሕን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲን ኣናሽቲ ንግዲ ትካላትን ከምዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ግድብ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ሱሉስ ጌትን ኢንቴክ ጌትን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 3, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ታሕሳስ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንስራሕቲ ማይን ፣መሳርሒ ሙዚቃን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣላማጣ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መስኖ ስትራክቸራት ብናይ መንግስቲ በጀት ክሰርሕን ከምኡዉን ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ፋብሪካ መቀለ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ሰሚንቶ ኣጫሪቱ ከጋዓዕዝ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: እንደርታ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:60.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ብናይ መደበኛ በጀት ንቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ማይ ነብሪ ወይድማ ከተማ ማይ ነብሪ ናይ ማይ ካዕቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ናይ ዘርኢ ኣግራብ ሃብቲ ተፈጥሮ፣ ቀለብ እንስሳን ከምኡዉን ኣብታ ወረዳ ጣብያ ማይ ሸክኒ ዝስራሕ ናይ ማይ ተንከፍ ፕሮጀክት ቼክ ዳም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈተ ማይን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስራሕ ፅገና ሴት ናይ ሓበራዊ ዒላ ንምስራሕን ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ክትጫረቱ እንትዕድም ንማእከላይ ጎዳጉዲ ማይ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 14, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፡ናይ ተምሃሮ ዴስክ ፡መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 23 ሕዳር 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን፡ ንስራሕቲ መስኖ ድማ ካብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 28 ሕዳር 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና ንተምሃሮ ዴስክ ስራሕቲ ማይ መስኖን ብኤጀንሲ ደኣንት ተመዝጊቡ ዝተዉሃበ ብርኪ ስራሕ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: እምባ ኣላጀ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
14
15
16
17
18
19
Next
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (646)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2859)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (733)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(612)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2285)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (135)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1391)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(296)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(761)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(143)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(419)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1182)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1313)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (98)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1222)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(759)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (303)
ኣቅርቦት ምግቢ (281)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (967)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1020)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (386)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(181)
ፅገና ሞተርሳይክል(138)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(234)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (247)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(49)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(11)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (913)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1130)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(299)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (386)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (763)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(415)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(429)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (491)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(868)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(68)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (375)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(213)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)