ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ህንፃ መሳርሒ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ሕጋዋ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት(Water Stop GIS) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን2017ዓ.ም ንመስርሕን መፀገንን ዝውዕል ናይ ቧንቧ መሳርሒ ክንገዝእ ስለዝተደለየ ዓይነት ናይ ቧንቧ (ሜንቴናንስ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝተደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ትካልና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘስዉዎ ዝተፈሳስቦ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸጥ ስስዝደስየ ድሴት ዘስኩም ዓደገቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግለት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መስመር ማይ ካብ መደብር ድልድል እስካ እንዳኣቡነ ኣረጋዊ መስተለኛ ናይ ብየዳ ስራሕ ፕሮፎርማ ኣዳዲሩ ክስርሕ (ይ)ስለ ዝደሊ ኣብ ኣብዚ ጨረታ ትወዳደሩ ትደልየ ነ'ዶ ዝስዕብ ትኣ ክማልእ ይግባእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 06:05 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ከዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 13, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት (ህንፃ መሳሪሒ) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2016 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ዕገና ዝውፅል (V-Bet SPA-2120) ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ፅገና ዝውዕል (Aluminium Ladder & Greas Gun double bar High pressure Greas Gun ) ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ።