ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ንምርምር ስራሕቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻን ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ብመደባኛን ምርምር ስርፀትን በጃት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

መቐለ ሆስፒታል ናይ ሰብ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ናይ በጅት 2007 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ዲሽ ሓፁር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከክሰርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቢልቦርድን መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብሮሸራት: ባነራትን ቢልቦርድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሕትመት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋብዩን ( Different size of Gabion ) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/ ህንፃ መሳርሒ/

ትግራይ መገናኛ ብዙሃን ኤጀንሲ ኣየር ላይ ለሚሰራጭ ሳምንታዊ ፕሮግራሞች እለታዊ የዜና ስርጭት የሚገለግሉ የፕሮግራም መለያ (ኢንትሮዎች ) እንዲሁም የኤጄንሲዉ መለያ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋለ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሕትመት/ ስራሕቲ ምልላይ/

ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ህ /መሳረሒ ድማ ን 2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ስፖርትን ዕጥቅን ፍርናሽ አንሶላ ኮቦርታ ከምኡዉን ካልኦት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/