ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንሴክተርና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ መኮኒ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2016 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ እናዳባጉናዝረከባ ኣብያተ ፅሐፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሐፈት: ሃለቅቲ ቀወምቲን ንብረት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒት ሕትመትን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒክስን ካልኦትንብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ቱሉስ /tools/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 30, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሐፈት መሳርሒ : ዲስክቶፖ ኮምፒተር :ፕሪንተር :ዩፒኤስ 650 :ላፕቶፕ ኮምፒተር :ስካነር :ረሲቨር ካሊእን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማን ናይ ሕትመት ስራሕቲን ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣቅሑት መለዋወጢ እስፔር ፓርት ን2016 ዓም ብስሩዕ በጀት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 06:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ልስሉስ ኮንዲት በዓል 6 ሚ ሜትር በዝሒ 35 ሽሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደድርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/