ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ክራይ /
ማሽነሪ ክራይ ገፅ 9
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ማሽነሪ ክራይ ገፅ 9
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ከባቢ ሸራሮ ንዝስራሕ ናይ ሓባር ዒላታት ንናይ ዋን ዎሽ ማእከላዎት ጎዳጉዲ ስራሕ ከምኡውን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ንናይ ሓባር ዒላ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከምኡውን ብናይ ዋን ዎሽ ካልኦት ጎዳጉዲ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 8, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማሽነሪ ክራይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ሳ/ፃ/እምባ ብናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም በጀት ንዝስርሑ ስራሕቲ ኣናእሽተይ ግድብ/Mini dam/ ብናይ ማሕበረሰብ ጉልበት ክሽፈኑ ንዘይክእሉ ስራሕቲ ዝተፈላለዩ ማሽነሪ ተካርዩ ከስርሕ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 02:50 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 02:52 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሕርሻ፣ ሃፍቲ ማይ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክፍሊ ትምህርትን ንኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ፀፀር/ ጃህያ/ ፣ ሑፃ/ ሓሸዋ/ ፣ምሩፅ ሓመድ እምንን ክራይ ካዕታ ማሽንን ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ ዓዘቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 4, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ኣማኒት ቁሸት ዓዲ ልሕፂ ዝስራሕ 2ተ ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለዝደለና ነዚ ረቋሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ንዝስራሓ ማእከለዎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተወዳደርቲ ከምኡውን ንዝትፈላለዩ ስራሕቲ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ማሽነሪታት፣ደረቅ ፅዕነት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 11, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቶም ዝተፈላለዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ከምኡ ድማ ናብ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ እትውዕል ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ተካርዩ መንገዲ ንምፅራግ ግልጋሎት ክራይ ማሽን ክዕድግ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ጉሎመከዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከቡ ቦታታት ብመሽን ማለት ሎደር ፅርግያ ከፅርግን ከስተካክልን ስለዝደለየ ኣብቲ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣጉላዕ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናነስን ወረዳ እንደርታ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዶዘር ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ 2 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ምድብ 3 ክራይ ዶዘር መኪና ፣ ምድብ 4 ፅገና መኪና ፣ በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኮረም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከባቢ ሜሊ ንዝሃነፆ ናይ ወርቂ መዓድን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቁፅሪ MGP/022/2018 ኣወዳዲርና ንሽድሽተ (6ተ) ኣዋርሕ ክንካረ ስለዝደለና ብቅዓት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 08:01 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
5
6
7
8
9
10
11
12
13
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (646)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2863)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (734)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2287)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (135)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1391)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(296)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(761)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(143)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(419)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1182)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1313)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (98)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1222)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(759)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (304)
ኣቅርቦት ምግቢ (282)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (967)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1020)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (386)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(181)
ፅገና ሞተርሳይክል(138)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(234)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (247)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(49)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (913)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1130)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(299)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (386)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (763)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(415)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(429)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (494)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(872)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(68)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (375)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(213)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)