ከተማና ኣፅቢ እንዳስላሴ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቤት ፅሕፈት መሬት ካዳስረትን ቤት መዘጋጃን እፅቢ እንዳስለሴን ብሓባር ኮይና ናይ ቀዳማይ ዙረ ሊዝ ጨረታ ብመሰረት መምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 6/2016 ዓም ንመንበሪ 85 ፐርስል : ንሕዉስዋስ 19 ፐርስል : ንትካል 2 ፐርስል ድምር 106 ፐርስል አዉፂኡ አለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምምሕዳር መሬትን ከዳስተር ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንቐዳማይ ግዚ ብምጭራት ናብ ተጠቃማይ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ሊዝ ጨረታ : ጨረታ ቁፅሪ 1 ቀዳማይ ዙር ጨረታ : ዓይነት ጨረታ ፍሉይ ጨረታ ግልጋሎት እቲ ዝጫረት ቦታ ንማዲያን ንሞቴልን ማለት እዉን ላባጆ: ጎሚስታ : ካፊተሪያ :ስፖር ማርኪትን ሽቁን : መዕረፊ ኣጋይሽ ዘጠቃለለ ይከዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 5,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 5/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ኣብ ዘዉፀኦ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 70 ንመንበሪ ፡ ንንግዲን ፡ ንሆቴልን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 215 ቦታት ኣወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 2 /2016 ዙር ጨረታ 02 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ካዳሰተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 105 ፕሎት መንበሪ : 2 ፕላን ንኬጂ : 46 ፕሎት ንትካል ብድምር 153 ፕሎታት ናብ ተጠቅመቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ምልክታ ጨረታ ናይ ጨረታ ዙር ቀዳማይ ግዜ 2016 ዓም ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ናይ ጨረታ ዓይነተ ስሩዕ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ከተማ መሬት ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ቦታት ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ መበል 49 ዙር መደበኛ ጨረታ ከም ዘዉፀአ ዝፈለጥ ኮይኑ ንመንበሪ 107 ንትካል 18 ብድምር 125 ቦታ ብመደበኛ ጨረታ ሊዝ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብ ዕለት 5/7/2016 ዓም ከሳብ 12 /7 / 2016 ዓም ንተጫረቲ ብጨረታ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/