ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትራንስ ኢትዮዽያ ሓ .ዝ. ዉ .ማሕበር ንጋንታ ስፖርት ዝከዉን ዝተፈላለ ዓይነት ምግቢ ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 3, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣትክልትን ፍረምረን፡ ፃዕዳ ጣፍ ፡ዓይኒ ዓተር ፡ ዝተፀፀየን ዘይተፀፀየን ብርሽን ፡ዘይተፀፀየ ዛላ በርበረ፡ ኣፋዉስን ፡ናዉቲ ሕክምናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ 2008 በጀት ዓመት ንፅሕፈት መሳርሒ :ንፅሬት መሳርሒ: መፀጋገኒን ንሕጊ ተሃነፅቲ ደቂ አንስትዩ ስነፅበቀ መሰልጠኒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑትን ንተሃነፅቲ ምግቢ ንከቅርብ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ግልጋሎት/ ክረክብ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንፅዉዕ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 19, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / መኪና ክራይ/

ቓላሚኖፉሉይ 2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቓላሚኖፉሉይ 2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቓላሚኖፉሉይ 2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/