ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት /
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ገፅ 73
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ገፅ 73
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋወን መመረቂ ተምሃሮ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓ/ዓዲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 08:45 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ናይ ሞዴል 106L TOYOTA መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምም/ርን ዝተፈላለዩ ህንፃ መሳርሒ፣ ቪድዮ ካሜራ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ፣ ጀነሬተር ፔጂ ፐርክልስ ንክንዕድግ ዝወፀ ጨረታ ይምልከት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ልቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን ተዛማዲ ኮምፒተርን ፣ ላፕቶፕ ፣ ድጅታል ካሜራ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ንምግዛእ ን ተሃነፅቲ ዝምግብ ነጋዳይን ንምሃብን ይደሊ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ወይ ድማ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ዝምግብን ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ /ክህብን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካፌን ሬስትራንትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ነቲ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም ነጋዶ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 24/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መኮኒ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑ ገዛ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬትን ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 08:45 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ንማእኸል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ፣ ላፕቶፕ ፣ ኮምፒተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
69
70
71
72
73
74
75
76
77
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (650)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(365)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(71)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2873)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (738)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2297)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (137)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1408)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1195)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1327)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1226)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (306)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (970)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (193)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (229)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (387)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (249)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (919)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (387)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (765)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (509)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(892)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(70)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (171)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (376)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)