ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ፅገና /
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ገፅ 14
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ገፅ 14
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላያ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቃድ ዘለዎም ግልጋሎት ክረክብ ይድሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲን ኣቁሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ አተማልአኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኩም ክትወዳደሩ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪናን፣ ናይ ኣሻካ ሊላ መኪናን ፋልትሮን ናይ ኮምፒተር መረባሒ ማሽናት ዓመታዊ ፅገና ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት :ሕተመት : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ግልጋሎት ብጨረታ ክገዝእ /ከስርሕ ይዲ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ክፍለከተምኡ ንዘለዋ ሴክተራት ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር USB ከፀግን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ይክእሉ ነጋዶ ምልክታ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፣ ፅሬትኣቁሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ኮምፒተር እና ኮምፒተር ኣክሰሰርን ኣቁሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቅሓ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ ስለዚ በቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 04:10 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር 1 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምግቢ ቀረብ ግልጋሎት 2 ናይ ሕክምና ናዉቲ መሳርሕታት 3 ናየ ተሽከርከርቲ መኻይን 4 ናይ ሞተር ሳይክል 5 ናይ ጀነሬተራትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ጋራዥ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ናይ ቀለም ምምላእ ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ክወዳዲር ስለዝደለና ንክትወዳደር ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕት ፅሬት መለዋወጢ ኣቁሑት ተሽከርከርቲ መካይን ናይ እስፖርት ናዉትን ዕጥቅን ፡ ሕትመት ኣቁሑት ኢንደስትሪያል ፣ ፅገና ሞተር ሳይክልን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሮብ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱትሪን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ፅገና 2 ናይ መኪና ሕፅበት ላቫጆ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎረማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ዝስዕብ ረቓሒ ክተማልኡ ይግባእ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
10
11
12
13
14
15
16
17
18
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (650)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2871)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2294)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (137)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1402)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(147)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(423)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1192)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1324)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1223)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(760)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (306)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (970)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (387)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (248)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (918)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(302)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (387)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (765)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (502)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(885)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (376)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)