ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈትን :ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ :ሕትመት : ደረቅ ጉሓፍን : ግሪነሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክንስርሕን ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / መኪና ክራይ/