ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ክፍለ ከተማ ን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መስተንግዶ ግልጋሎት ኣብ ናይ ባዕሉ ግቢ ዉሽጢ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ናይቲ ወረዳ መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ፅገና ፕላንት ማሽነሪ ኣገልግሎት ዝህብ ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ዞባ ጣብያታት ፖሊስ ንዝተተሓዙ ተጠርተርቲ እስራት ምግቢ ሻሂን ባንን ንምቅራብን ዓመተዋ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ መደቡ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ማሽነሪ/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ግቢ ናይ ሻሂ ክበብ ግልጋሎት ዘቅርቡ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣጫሪቱ ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝክፈል ዉዕሊ ኣሲሩ ምግቢ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ መኪና መለዋወጢ፣ ህ/መሳርሒ፣ ፅ/መሳርሒ፣ ሆቴል ማናጅመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይ/ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ካፍቴሪያ ግልጋሎት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቶም ዝተፈላለዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢ ሎቶም ዝተፈላለዩ
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ህንፀት መቐለ ንሕጊ ተሃነፅቲ ን2011ዓ/ም ንዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝኽፈል ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ዝደሊ ነጋዳይ ውዕሊ ክኣስርን ከምኡውን ሓደገኛ ሓፁርን ናይ ኤሌክትሪክ ንብረትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/

ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ምክሪ ን2011 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት 1-መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ሎት 2- ጎማ መኪና ሎት 3- ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 4- ኣገልግሎት ካፍቴርያ ሎት 5- ኣገልግሎት ፅሬት፣ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ብኹንትራት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመግብ ስለዝደለየ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/