1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ አተሓሒዙ ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ሒሳበ ዝገበረሉ መረዳአታ ዘቅርብን

4 መረዳአታ መቅረባይነት ዘለዎን

5 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ከቀርብ አለዎ

6 ሰዓራይ ጨረታ ተኮይኑ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ብፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብቲ ጨረታ ሐደ ዓይነት ዋጋ ዘቅረቡ ተጫረቲ ብዕፃ ዝፍለ ይከዉን

8 ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሀተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

9 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

10 ሰነድ ጨረታ ዘምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ህንፃ ለ ማለት እዉን ክልተ ክፍሊ ቁፅሪ 25 ምዉሳድ ትክእሉ

11 እቲ ጨረታ 2/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

12 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ::መለዋወጢ  ኣቀሑት መኪና : ናዉቲ ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ህንፃን : ናዉቲ ሕክምና : መድሓኒትን: ፀረ በልዕን : ዘርኢ ኣሕምልትን : ኣቅሑት ማይ 3000 ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገነዘብ ከትሕዝ ዝክእል ንናዉቲ ፅሬት ድማ 1000 ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገነዘብ ከትሕዝ ዝክእል

13 ዝተወዳደርሉ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ ክትክእሉ አለኩም

14 ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ድማ ናይ ተጫረቲ ማህተምን ፊርማን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ኣታዊ ክክዉን አለዎ

15 ናይ ሕድሕድ ንብረት መዓቀኒ ብነፀላ ወይ ብፓኬት ምካኑ ኣስተዉዒሎም ዋጋ ይምልኡ

16 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347770388