ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 28, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 28, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንቤ/ዕ/ ጊ/ምም/ርን ንቤ/ዕዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዓዊነት ግልጋሎት ንብረት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ኣቅሑት ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ንሕድ ሕድ ዋጋ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዖ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ን2ይ ግዜ ዝወፁ ግልፂ ጨረታ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘላ FSR መኪና ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት : ምድብ ክልተ አገልግሎት ኪራይ መኪና ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመለዋወጢ ኣቅሑት መከና 30000 : አገልግሎት ኪራይ መኪና 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መኪና ክራይ/

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይ ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘላ FSR መኪና ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/