ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣረኣያ ዘሪሁን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ስነ ፅባቐ (cosmetics) ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት /GMFA ብረታ ብረት ብየዳን፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት፣ቅድን ሰፌትን መሳርሒ፣ናይ ቡንባ መሳርሒ ኣቑሑት፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን 2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ሲቲ (ኤሌክትሮኒክስ)፣ ጋርመንትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒዩተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኣውቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ 2011 በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኣቑሑት መለዋወጢ መኪናጋራዠ፣ ጋራዥ ሄድ ዋጋ መካይን፣ንኣቑሑት ፅሬት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ንሕትመት፣ ንዕጥቅታት ስፖርት፣ደንቢ ክዳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሂወት እርሻ መካናይዜሽን ኃ/የተ/የግ/ማህበር በ2009/10 ዓ/ም ምርት ዘመን ካመረተው የጥጥ ምርት የተገኘ 10,000 (አስር ሺ) ኩንታል የጥጥ ፍሬና 1000 (አንድ ሺ) ኩንታል መንግቢን /ማሾ/ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) ከዚህ በታች ለተጠቀሱ የልብስ ዓይነቶች በሳምፕል መሰረት በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 ሕትመት ሎት 4 ደንቢ ክዳን ሎት 5 አቁሑት ኤለክትሪክ ሎት 6 አቁሑት መለዋወጢ መኪና ሎት 7 ንምግብና ዘድልዮ ቀረባት አትክልትን ስጋን ሎት 8 አፋዉስን ናዉቲ ሕክምና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና አቁሑ ጀነሬተር ኤለክትሪክ ማይ ቡንባ መሳርሕታት ህንፃ አቁሑት ገዛ መሳርሕታት ፅሕፈት መሳርሕታ ፅሬት ቢሮ መገልገልን ኮምፒተርን ተዛምድቲ ብሮድካስቲንግ መፈነዉን መቀበልን ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑ ደንቢ ክዳን ሸቀጣሸቀጥ ጥረምረ አሕምልትን ፍራምረን ግልጋሎት ገራጅ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ ፅገና ኤሲን ፍርጅን ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ስርሕቲ ሕትመት አቅርቦት ስጋ ምድላዉ ባልትና ባንን እንጀራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2010 ዓም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ :ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አገልግሎት ዝሃቡ ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 03:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ስቴሽነሪ :ምግቢ: ሕትመት ናይ ፅሬት አቁሑት: ደንቢ ክዳን: ህንፃ መሳርሒ: ኤለክትሪክ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 4, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 2, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 2, 2011 08:45 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/