ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፈርኒቸር ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕለ ኣሲሩ ፅገና ክፅግን ስለ ዝደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ንዘለና ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤጀንስና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር 1 ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2017 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2017 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም መሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰፍኑ በርን መስኮትን ንምስራሕ ዝምልከቶም ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2016 04:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሶላር ፓኔል መቕመጢ ፍሬም ምድላው ናይ ሞያ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክረክብ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 25, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ዓዲሓ ሰኣሊተ ምህረት ቅድስቲ ኪዳናምህረት ብኣንፈት ደቡብ ዘስረሖ በሪ ሓፂን ማዕፆ ብመስረሓይ ቴክኒክ ኮሚቴ ብዝወፀሉ መነወሪ ( Specification ) መሰረት ከሰርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ዓዲሓ ሰኣሊተ ምህረት ቅድስቲ ኪዳናምህረት ብኣንፈት ደቡብ ዘስረሖ በሪ ሓፂን ማዕፆ ብመስረሓይ ቴክኒክ ኮሚቴ ብዝወፀሉ መነወሪ ( Specification ) መሰረት ከሰርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ብሓፂን ዝተሰርሐ ሳንዱቅ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2016 04:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Sheet Meta(ላሜራ ሻካራ) 1ሜ*2ሜ በዓል 1.5 ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21219/ቐ/መ/ማይ ዕለት 19/06/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2016 02:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/