ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብ PFM ናይ መፅሓፍቲ ሕትመት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ ፤በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራን ናይ ተክሊን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ካብ መቐለ ናብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ከጋዓዓዝን ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሉቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ ልምዓት ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኤሌክትሮኒክስ ንፅገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ ንዳ/ዳ/ም/ት/ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋየ/ዕ/ን/ምም/ር ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ዓዲ ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ትምህርቲ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 10:10 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑ ቢሮ፣ ሕትመት፣ ኮምፒዩተራት ተዛመድቲ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅሬት፣ ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክልን ሕትመትን ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2011 3:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/