ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንህብረተሰብ አገልግሎት ዝዉዕሉ ማለት አዉን ምቅራብ መድሓኒት : ሕትመት ምሕታምን : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድትን ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 27, 2016 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረታት ሎት ሐደ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ ሕትመት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ተጫረቲ መከበሪ ዝተፈላለየ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ትግራይን ን "ሰላም ንትንሳኤ ትግራይን ርክብ ንግዲ ንንግዲን ሲምፖዝዮምን ባዛርን ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ሕትመት ፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ---
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ : ከምእዉን ስራሕቲ ሕትመት: ፅሕፈት ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬትን : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ኣብ ዓመት 2016ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ፈርኒቸር ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩምን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብምምላእ ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክነፍልጥ ንፈቱ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ሰራሕተኛታት ዝዉዕል ባጅ : ቲተርን : ክቢ ማህተምን ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ሕተመትን ፅሕፈት መሳርሒን ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዘተፈላለያ ቢሮታትን ኮምሽንን ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ሕትመታት /ፓድ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/