ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ስፔር፣ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ 1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ፣ ዲስክ ኮምፒዩተር ፣ ምድብ 2 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት (poultry Equipment) ፣ ጀነሬተር በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ንናይ 2011 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍሩስካ፣ ሑፃን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ዕምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ናዉቲ ንህብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/