ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እንዳ መኮኒ ንአብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ሰርቪስ ፅገና ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሐደ ዓመት 2007 ብኩንትራት ከስረሕ ይደሊ በዚ መሰረት ደረጃ 03ን ልዕልኡን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ዘይመለስ ብር 50 ሓምሳ ቕርሺ ብመከፋል ዝ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/