ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝዘተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ግዝኢት ንምፍፃም እዚ ናይ ጨረታ ነሰድ ኣዳልዩ ኣሎ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን /ደደቢት ትፍልም/ ናይ ኤሌትሪክ ምሰሶ መምረቲ ሞልድ ኣጫረቱ ንክሰርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቍሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ማንዋላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፣ ዝምልከተኩም ትካላት ናይ ኮንስልታት ፍቓድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቑሓ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ንዓዲግራት ዝኸውን ናይ መሬት ምንፃፍ፣ መጋረጃ፣ ናይ ፍርናሽ ጨርቅን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝትደልዩ ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መዐቀኒታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 20 ሊትሮ ዝሕዝ መኽደን ዘለዎ ባልዲ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ንዝተገለፁንብረት ማለት ውን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌትሮኒክስ፣ ቐዋሚ ንብረት፣ ናይ መኪና ጎማን ደቐቕቲ ናውትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕግድ ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ምቅረብቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 6, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ዽምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰርቪስ ዝጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ዓይንት መካይን ኣጫሪቱ ስራሕቲ ፅገና ክካይድ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምክዝን ኣቁሑት /Store Sanitation Material/ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

2ይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ