ሞገድ ኢንጂነሪንግ ን ኮንስትራክሽንን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብልን ፕሮጀክት ዘድልዩ ዝተፈለላዩ ናዉቲ ማለት ዕድጊት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕቲ ዘድልዩ እታዎታት ፥ ዕድጊት ቴንዲኖን ሽቦን ሚስማርን ፥ ዕድጊት ፀፀርን እምንን ፥ ዕድጊት ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊትንምፍፃም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ማሽነሪ ክራይ/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስን እስተሸነሪን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ን GBV Prevention and Response activities ድጋፍ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም ፥ ናይ ዓበይቲ ምግቢ ፥ ናይ ህፃናት ምግቢ ፥ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት ዓቅሚ መዕብይ ፥ ናይ ፅሬት ናውቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላላዩ ኣቅሑት ምድብ 1 / Lot 1/ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ሕትመት ኣለቅቲ ቀወምቲ ኣቁሑት ኤሌክሮኒክስ ኣቅሑትን መለዋወጢ ፅሬትን ብብርኪ ክልል ትግራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢሎቱ ይፈላላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዉቕሮ ቅድስት ማርያም ኢንስቲቱዩት ብምትሕብባር ዩንሴፍ ማስተር ካርድ ውንዴሽን ማሕበራዊ ሃገረ ስብከት ዓዲ ግራት ዝውዕል ናይ ሕንፃ መሳር ልምዓት ፕሮግራም ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ ባንባ ኣቁሑን/እሌክትሪኒክስ ኣቁሑ፡ፅሕፈት መሳርሒ ሞተር ሳይክል ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2018 6:05 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ G+10 3ይ ወለል ህንፃ ናይ ፊኒሽን ማተርያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2018 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ደምብ ሊብሲን ኤሌክትሮኒክስን ፕላስቲ ቱፖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/