ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ወረዳ ሑመራ ንግልጋሎት መሕረዲ ዝውዕል ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ ደረጃ 7 ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 120,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ጥዕና ሎት 1 : ፅሕፈት መሳርሒ ደቀቅቲ ናዉትን : ሎት 2 ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ምሩፅ ሓመድ ናይ መሰቦ ካብ ናይ መሰቦ ካሪ ሳይት ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ /ሲኖትራክ/ ብምፅዓን ኣብ ናይ ክፍለ ከተማና ዝተፈላለዩ ቦታታት መንገዲ ጋርጋንት ዘድለዩም መንገድታት ብምጉዕዓዝን ንምርገፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ን 2009 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ን 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት: አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመትን ናይ መኪና ጎማን 2009 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሽረ ማይፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ተሽከርከርቲ ወንበር ዝተኣሳሰዉ ወንበራት ሸልፍ ናይ ወፃኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/