ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ዘለዎ ናይ ዝግልገሎም ንብረት ማለት ትቦ ብረት ማይን መገጣጠሚን ብተወሳኪ ድማ ናይ ትቦታት ቁፅፅርን ካልኦት ሓፂን መፂንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር አቅሑት (Furniture Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ዘለዉ ናይ ዘገልገሉ ንብረት ትቦ ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2018 8:40 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይ ቅነጣል ዝትፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ናፍጣ ጀነሪተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2018 4:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ዳይሬክቶሪት ዳይሬከተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንፈዉሲ ፈዉንደሸን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ለዉዝ ቅብኣትን : ካርቶን ናይ ሎዝ ቅብኣትን መትሓዝን ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ለዉዝ ቅብኣት 5000 ብር : ናይ ካርቶን ናይ ሎዝ ቅብኣትን መትሓዝን 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ገ/ምም/ር ትግራይ ናይ ኣርሚ 6O መካ/ድ ንሰራዊት ቀለብ ግልጋሎት ዝውዕል ባኒ መጠኑን ኣሰራርሕኡን ኣብ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቐመጠ ፅሬቱ ዝሓለመ ባኒ/ዳቦ/ መሰንከቲ ግልጋት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከባቢ ኣጂፕ ዝርከብ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዝምልክቶም ትካላት ብምውድዳር ከካሪ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኽዝን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ትካልና ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕላ ኮምፕዩተራት ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ብዕለት 30/03/2018 ዓ/ም ግልፂ ጨረታ ዘውፅአ ኾይኑ ሕዚ ድማ ክሳብ ዕለት 08/04/2018 ዓ/ም ከምዝተናውሐ ንምግላፅ ንፎቱ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/