ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ አቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮበርታ ፣ ቆርቆሮን ፣ ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዝርከብ ኣብተ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ዲዛይን ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/

ኣዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ሃላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሀበር የሚያመርተዉን መድሃኒት ከኣዲግራት ወደ ኣዲስ አበባ የሽያጭ ቅርንጫፍ መስሪያ ቤታችን ለማድረስ ፍላጉት ስላለዉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የሚያሟሉ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨረታ ለኣንድ ኣመት ዉል በማሰር የኣገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ክዕድግ ይድሊ ንክወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,001.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ ሕትመት ስራሕቲ: ዝተፈላለዮ ዓይነት ኤለክትሮኒክስ : ዝተፈላለዮ ዓይነት ፈርኒቸር ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ስፔራት ጎማ ናይ መኪና ጎማ ፎዛግራፍ ፎቶኮፒ ዓብዮ ሞባይ ቆፎ ስካነር ፕሪንተራት ኮምፒተርን ላፕቶፕን ቆርቆሮን ኦማትን ዝተፈላለዮ ቃሚ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት: ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑትን: ዝተፈላለዮ ጨርቅታት: ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን:ዝተፈላለዮ ቅጥዕታት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫረቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2010 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ሐደ ዳይቨርጅን ኣብ ጣቢያ ለምለም ብናይ SDG MDG በጀት መሰረት ፓምፕ ሞተር ማይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/