ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ንቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን አገልግሎት ዝዉዕለ ካብ ኣራ ናብ ጣብያ ጎል መንቆሪዩስ ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጨረታ አወዳዲሩ ሎት ሐደ ኪራይ ደዞር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረዳ ቆላ ተምቤን ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ሞዴል መኪና XZJ-78L ታርጋ ቁፅሪ 2-00204ናይ መኪና ስፔር ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን : ሕትመት : ፅሬት ኣቅሑት : ተገጣጠምቲ ኣቅሑት : ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2010 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ቡንባን ሳኒተርን ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንትን ቴክሳታይልን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተየተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2010 9:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገሉ ንብረት ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ ጎማን ስፔር ፓርትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ንቤተ ንባብ ዝዉዕል ዝተፈላለዮ መፃሕፍቲ(ሪፈረንስ ቡክስ) አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2010 9:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2010 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት አቁሑት: ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/