ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ዕራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ በጀት ኤልክትሮንክስ ኣቁሑቲን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንኮምሺን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ንቤት ዕዮ ዝኾዉን መጋረጃ /ሎት 01/ን ኤሌክትሮኒክስን /ሎት 02/ን ብከባብያዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንአገልግሎት ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ እንስሳት ኣፋዉስን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈቱ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ከተምኡ ከተማ እንትጮ መዋቅራዊ ፕላን (Structural Plan) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 5,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ፅገና ምስ ንብረቱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንኢንተርኔት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቐሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/