ቢሮ ርክብ ህዘቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቢሮና አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ ኬሚስትሪን ሂማቶሎጂን ኣናላይዘር ማሽናት ሬኤጀንት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ድርጅታችን ኤፍ አስ ኤ ትሬዲንግ ፒኤልሲ በመሰቦ ኣካባቢ የመኪና ፊልትሮ ማምረቻ ፋብሪካ ለመግንባት ፍቃድ አዉጥቶ የፋብሪካዉን ግንባታ ለማካሄድ በዝግጅት ላይ ይገኛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2010 9:29 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተምሃሮ ዲቪዛ (ዩኒፎም) ጣፍ : ጥረምረ : ኣስቤዛ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

የኢትዩያ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማት ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ቤት አቡነ መርሃ የገ/ኑ/ማ ፕሮጀክት አገልግሎት እንዲዉሉ የተገዙት ኣምስት ኮምፒተሮች ኣንድ ፕሪንተር ኣንድ ቶፕ በፃሃይ ሃይል በቀን ስምንት ሰኣት ኣገልግሎት እንዲሰጡ ለማድረግ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 1, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ኣብ ከተማ አለማጣ ንዘስርሖ ዘሎ ፍረ ስዉኣት ማእከል መናእሰይ 3ይ ደብሪ ህንፃ ናይ ኣሉሚነየም : መስትያት : ማዕፆ : ናይ ደረጃ መደየቢ ምስ መስረሒኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 1, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ ጀነሬተር 250KVA ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርት ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 28, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ ወይም ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 28, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 5, 2010 4:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 5, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/