ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቅሚ መዕበይን ምምዕባልን ስራሕቲ ማለት ምድብ 1 (Supply, Installation and configuration of network infrastructure for setit Humera town Administration Office) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክነስርሕን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዘርባቢት ዓዲ ሕርዲ BC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and Bridge consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ናውቲ ቢሮ ማለት ፈርኒቸር፣ ዓመታዊ ሕፅበት መኪና (ላቫጆ) ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ዓመታዊ ኣገልግሎት መጓዕዝያ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ክካረ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2011 3:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ዓሲምባ እንዳ ቁሳ ሓራዛ ቃራ GC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንናይ እንስሳ መድሓኒት ዝውዕል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ቢጂኣይካል ዝስራሕ ኣብ ቤት ትምህርትና ሳይት ክሊር ገይሩ ከረክብ ይደሊ:ስለዚ ዘሎ ዝተኣከበ ሓመድ ድሕሪ ኮሌጅ ትምህርትን መምህራን ኣመራርሓን ዓብይ ዓዲ ዝረከብ ካብ ኮሌጅ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ሓሊፍካ ዝርከብ ሽንጥሮ ብናይ ባዕሉ ሲኖ ትራክ ዘለዎ ኮይኑ ከረክብ ዝኽእል፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ከወግድ (ክሸይጥ) ይደሊ። በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/