በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ቤት ዕይኡ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ 2018 ዓ.ም.ፈ ኦዲት ከመርምር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው እተማለኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ሎት 1-ኣቅሑ ቢሮ /ፈርኒቸር/፣ሎት 2 ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ዓመታዊ ኣገልግሎት መጓዕዝያ፣ ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንኣብያተ ዕይኡ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትራንስ ኢትዮጵያ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና መስሪያ ቤት ዝርከብ ናይ ትሬንግ ሰንተር በዓል 3ተ ደብሪ ህንፃ ፅሬቱ ዝሓለወ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ንምርካብ በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ትካላት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ንምእሳር ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት / Sanitation materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ከተማ ማይጨው ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮበርታን ሽርጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በዚ ዘርፊ ንግዲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /