ማሕበር ከዋክብቲ 20 ኣባላት ዘለውዎ ዓርሰ ሓገዝ ማሕበር ኮይና ኣብ ካልኣይ ዙር ዕደላ ኣባይቲ 70 ካሬ ተወዲባ ኣብ ምንቅስቃስ ትርከብ፡፡ ስለዚ ማሕበር ከዋክብቲ ንዘህንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብቁዓት ዝኮኑ ኮንትራክተራት ኣወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናውቲ ሕትመት፣ ፍርናሽ ኣንሶላን ኮበርታን፣ ሓዱሽ ኣማራፂ ቴክኖሎጂ ፈነወ ፕላዝማ በሰብ ሞያ ምትእትታው ስራሕ ፒኣይኤምኤስ ሰብ ሞያ ዘመናዊ ብዝኮነ መንገዲ ምትእትታው ስራሕ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከሐትምን ከስርሕን ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅርግያ ማእከል ኣስፋልቲ መብራህቲ ፅገናን ንብረትን ኢድ ሞያ ማለት ንብረት ኣቀሪቡ ባዕሉ ዝሰርሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራንሽን፣ ዕጥቂ ስፖርት: ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበርና መናእሰይ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ ሕትመት መሳርሒታት ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጨንፈር መቀለ በዓል 6ተ ደብሪ ህንፃ መስትያታትን ቤትሮታትን ንምፅራይ ስለዝደለየ ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝውገዱ /ዘገልገሉ ንብረት/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንብረትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ መካይን ካላማደርያን ባትርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/