ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀት ልመዓት መስኖ ካብ ሴሌኤም በጀት አብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ኣድራሻ ቁሸት ዓዲ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲ ከስርሐሎም ዝተልኣከልና ደብዳቤ መሰረት ኣብ ማይ ተንከፍ ንዝተዋፈርኩም ንደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈለላዩ ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኮንስትርክሽን :ሃለቅቲ ኣቅሑትን : ብተወሳኪ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ ቀለማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 9:30 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኩተማ እንትጮ ማይ ግልጋሎት ትውዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዘይውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ /ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዉቕሮ ቅድስት ማርያም ኮለጅ ንልምዓት ፕሮግራም ዝውዕል ናይ ብሶላር ዝሰርሕ ማይ ኳዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 60,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኮምፒተር ጠረጴዛ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 11, 2018 9:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 11, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሳኒተሪን ካልኦት ብዝርዝር ዘለው ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ SPC ምድሪ ቤት ንፃፍ ንምስራሕ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ፅገና ምስ ንብረቱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/