ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል መሳርሒ ህንፃ ፣ ብሎኬት ፣ ቀላሚጦስ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ጎማ፣ ጨረቂ ሶፋን ካልኦት ንብረትን ብዕልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤ 1 ኤሌክትሮኒክስ 2 ዘገልገሉ ጎማታት 3 ናይ ቢሮ ኣቁሑት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 17, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ኣብ ትካልና ዝርከቡ ጣዉላታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ናይ ምርምር ኣቑሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልጺ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረታት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረን ይደሊ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ 3 ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ መኪና 24 ሰብ እትሕዝ ደረጃ 2ን1ን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ብሮድካስት ኤሌክትሮኒክስ፣ ይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኣዉቶሞቲቭ፣ ናይ ቡምቧ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣባላት ደንቢ ክዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2011 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 17, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ን 2012 ዓ/ም 1ይዙ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፀሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መሳርሒ ህትመት፣ ማይ ቦጥ ክራይ ምጉዕዓዝ ፣ ፣ ክትወዳደሩ ትክእሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/