ሰቲት ሑመራና ኣከባቢዋ ማሕበረሰብ ሬድዮ ጣብያ ለ ሬድዮ አገልግሎት የሚዉል የሬድዮ ትራንስሚተር ጥገና በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መጠገንን ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ክገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ፅሬት መሳርሕን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቁሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ሰፍትኔት ዝተዳቐሉ ፈልስታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2012 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ሎት 1 ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ሎት2ተ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ፈርኒቸርን ሎት 3ተ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር፣ ፕርንተር ላፕቶፕ፣ ዩፒኤስ ፣ ቢመር፣ ቢድዮ ካሜራ ፣ ካማራን ዋየርለስ ማይክሮፎን ፣ ሎት 4ተ ፅሕፈት መሳርሒ 5ተ ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ መቅረብቲ ብዘርፊ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ወጋገን ባንከ ኣማ መቐለ ዲስትሪክት ስር ለሚገኙ ከዚህ በታች ለተዘረዘሩት ቅንጫፎች የሚያስፈልግ የጥበቃ ቤት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማስራት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ን 2012 ናይ ስራሕ ዘመን ዘድልዩ ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነርታት ኣናእሽቶይ መካይንን ንሓደ ዓመት ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ በቲ ተተሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ከተጫርቱ እትክአሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ዘይምለስ 50 ብር ብምኸክፋል ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ጠረፔዛን ወንበርን ብጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2012 4:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ ኢንዱስትሪ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ንዝትፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ • ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት • ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሒ ኣቅሑት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/