የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ የተለያዩ የጽሕፈት መገልገያ ዕቃዎች ግዥ በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2012 8:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ዓይነ ስውራን ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንፅሬት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፈርኒቸርን ኣቅሑ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : መኪና ስፔር ፣ ማይ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ እንስሳ ናዉትን መድሓኒትን ፣ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂን ገፀርን መቐለ ብናይ መደበኛ በጀቱ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቅድን ስፌትን፣ ኤሌክትሪክ፣ ፈርኒቸር፣ ኪራይ መኪና ፣ ስነ ፅባቐ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ዝተፈላዩ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓደስቲ ክዳዉንቲ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ ከዚህ ማስታወቅያ ጋር በተያያዘ ይግዚ መጠየቅያ ቁጥር 452053 የተጠየቀዉን ለድችኦቶ ፕሮጀክት የሚሆን Diesel power generator 120 KVA በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘረዝሩትን መስፈርት የምታሟሉ ተወዳዳሪዎችን እንድትሳተፉ ኩባንያውን በኣክብሮት ይጋብዛል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/