ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 3ይ ዙር ንቤት ማዛጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማታት ሓወልቲን ሓድነትን ናይ ሓምለዋይ ልምዓትን ግሪነሪ ናይ ኮንስትራክሽን ክንክን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ግራፋጥጥ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መኪናታት/መጠገኒ/ ናይ ኢድ ዋጋን ፣ ኦክስጅን ኮንሰንትረተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ማዞርያ ስራሕቲ RC/ GC/BC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

Almeda Textiles Factory P.I.C invites interested and eligible bidders to tender bid for the procurement of the service of Designing, Installalling ,Configuring and Commissioning of Campus Area Network Infrastructure Project

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ ናዉቲ መኪናን ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/